ኣብ ሃገረ ኬንያ ብቫይረስ ኮሮና ንፈለማ እዋን ህይወት ሓደ ስብ ሓሊፉ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ18/07/2012)ኬንያ ንፈለማ እዋን ግዳይ ረኽሲ ቫይረስ ኮሮና ካብ ሞንጎ ዝተረኸቡ እቲ ሓደ ትማሊ ህይወቱ ከምዝሓለፈ ኣፍሊጣ፡፡ ኣብ ሃገረ ኬንያ ፈላማይ ሞት ብሰንኪ ቫይረስ ኮሮና ከምዘጋጠማ ድማ ትማሊ ኣፍሊጣ’ላ ከም ፀብፃብ ቢቢሲ።


0