ኣብ ሃገረ እንግሊዝ ዝነባርነቶም ክልተ ኤርትራውያን ብረኽሲ ቫይረስ ኮሮና ዓሪፎም፡፡

ኣብ ሃገረ እንግሊዝ ዝነባርነቶም ክልተ ኤርትራውያን ብረኽሲ ቫይረስ ኮሮና ተለኺፎም ዝነበሩ ሕክምናዊ ሓገዝ ኽግበረሎም ድሕሪ ምፅናሕ ትማሊ ከምዝዓረፉ ንኢምባሲ ኤርትራ ኣብ እንግሊዝ ብምጥቃስ ቢቢሲ ፀብፂቡ፡፡  እቲ ኤምባሲ ዝሃቦ መግለፂ ሓዘን 6 ኤርትራዉያን ከምዝዓረፉ’ኳ እንተሓበረ እቶም 4 ግን ብኻልእ ሕማም ከም ዝሞቱን ስድራ ቤት መወቲ ብሰንኪ ተነቢሩ ዘሎ እገዳታት ብንቡር ሓዘኖም ኽገልፁ ከምዘይከኣሉ ቢቢሲ ወሲኹ ሓቢሩ፡፡


0