ኣብዚ በጀት ዓመት 77 ሽሕ ሓደሽቲ ተጠቀምቲ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ንምግባር ይሰርሕ ከምዘሎ ኣገልግሎት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ገሊፁ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  21 /01/2012) ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ዝነበረ ፀገም ምቁርራፅ ሓይሊ ንምንካይ ይስራሕ ከም ዘሎ እውን ግልጋሎት ኤሌክትሪክ ትግራይ ንመራኸብቲ ሓፋሽ ክልልና ኣብ ዝሃቦ ጋዜጣዊ መግለፂ ኣብሪሁ፡፡


0
0 0 vote
Article Rating
Subscribe
Notify of
guest
0 Comments
Inline Feedbacks
View all comments