ኣስክሬን ነባር ተጋዳሊት ነፃነት ኣስፋዉ ሐዚ ካብ መዕርፎ ነፈርቲ ኣሉላ ኣባነጋ ናብ ከተማ መቐለ ይኣቱ’ሎ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  01/07/2012)ላዕለዎት መሪሕነት መንግስትን ዉድብን ከምኡዉን ነባራት መቓልስታን ዘመድ ኣዝማድ ኣብ ዝተረኸብዎ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ኣሉላ ኣባ ነጋ ስነስርዓት ኣቃባብላ እቲ ኣስክሬን ከምዝተኸወነን ሎሚ ሰዓት 9፡00 ኣብ ከተማ መቐለ መዕረፊ ተጋደልትን  ሓርበኛታትን ትግራይ ስነ ስርዓት ሓመድ ድበ ኣስክሬን ነባር ተጋዳሊት ነፃነት ኣስፋዉ ክፍፀም’ዩ፡፡

                           104.4 ሬድዮ FM መቐለ ደጊሙ ፅንዓት ይምነ፡፡


0