ኣሜሪካ ሕፅረት ናውቲ ሰብ ሞያ ጥዕና ኣጋጢምዋ፡፡

ኣብ ምክልኻል ለበዳ ኮሮናቫይረስ ወፊሮም ዘለዉ ሰብ ሞያ ሕክምና ዝጥቀሙሎም ኤን95 ረስፓይራቶርስ [N95 respirators] ዝበሃል ዓይነት መሸፈኒ ገፅ፣ ኣብ እዋን ሕክምና መጥባሕቲ ዝግበር መሸፈኒ ጋወንን ካልኦት ናውቲ ሕክምናን ከቢድ ሕፅረት ከምዘጋጠማ ማዕከን ዜና ኣሶሺየትድ ፕረስ ኣመልኪቱ ።

ክፍሊ ጥዕናን ህዝባዊ ኣገልግሎትን ኣሜሪካ ነቲ ወኪል ማዕከን ዜና ከምዝገለፆ ኣብ መሐለዉታ መኽዝን ዝነበረ ናውቲ ኣስታት 90 ሚኢታዊ ናብ መላእ ታሃገር ተዘርጊሑ’ዩ ሐዚ ተሪፉ ዘሎ 10 % ጥራይ’ዩ ብድሕሪኡ ግን እንታይ ከምዝግበር እንድዒ ክብል ገሊፁ።


0