ኢትዮጵያ ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ዋጋ 81 ነጥቢ 77 ቢሊዮን ብር ነዳዲ ከምዝዓደገት ተገሊፁ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  15/12/2011)ትካል ኣቕራቢ ነዳዲ ኢትዮጵያ ከምዝገለፆ ዓቕሚ ውህሉል ነዳዲ ብዕፅፊ ከዐቢ ዝኽእል ዲፖ ነዳዲ ኣብ ምህናፅ ከምዝርከብ ብምግላፅ ኣብ ዝሓለፈ በጀት ዓመት ዋጋ 81 ቢሊዮን 770 ሚሊዮን 533 ሽሕን 205 ብር ነዳዲ ምዕዳጋ ገሊፁ፡፡

ብመጠን ነዳዲ 3 ሚሊዮን 889 ሽሕን 609 ሜትሪክ ቶን ቤንዝን ፣ፃዕዳ ናፍጣ፣ ነዳዲ ነፈርትን ከቢድን ፎኪስን ናፍጣ ምዕዳጉ ገሊፁ ይብል ፀብፃብ ትካል ፕረስ ኢትዮጵያ፡፡


0

ሪኢቶ ይሃቡ

avatar
  Subscribe  
Notify of