ኢትዮጵያን ጣልያንን ኣብ ወታደራዊ ጉዳያት ሓቢረን ንምስራሕ ዘኽእል ስምምዕ ተፈራሪመን፡፡

(ኤፍ ኤም መቐለ 02/08/2011) ኣብቲ ስምምዕ ሚኒስትር ምክልኻል ሃገር ኢንጅነር ኣይሻ መሓመድን ጣልያናዊት መዘንኣን ኤልዛቤጥ ትሬንታን ተፈራሪመን፡፡

እቲ ወታደራዊ ስምምዕ ኣብቲ ዘፈር ተዋዲድካ ንምስራሕ ዝዓለመ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡

እተን ሚኒስተር ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ምዝታየን እውን ኢቢሲ ፀብፂቡ፡፡


0

ሪኢቶ ይሃቡ

avatar
  Subscribe  
Notify of