ኢትዮጲያ ፈላመይቲ ሳተላይት ናብ ህዋ ከተወንጭፍ’ያ

(ኤፍኤምመቐለ  17/03/2012)ኢትዮጲያ 7 ታህሳስ 2012 ጕሓት ሰዓት 12:21 ፈላመይቲ ሳተላይት ናብ ህዋ ከምተወንጭፍ  ሚኒስትሪ ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ሃገርና  ኣፍሊጡ።

እታ 72 ኪግ ትምዘን ፈላመይቲ ሳተላይት ናብ ህዋ ትዉንጨፍ “ETRSS ” ዝብል መፍለይ ሽም ከምዝተዉሃባን ካብ መደበር ጠፈር ኤጀንሲ ቻይና ከምትውንጨፍን  ሚኒስተር ሚኒስትሪ ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ሃገርና  ዶር ጌታሁን ኣረዲኦም ።


0

ሪኢቶ ይሃቡ

avatar
  Subscribe  
Notify of