ን1 ነጥቢ 5 ሚሊዮን መናእሰይ ነበርቲ ከተማታት እዛ ሃገር ቀዋሚ ዕድል ስራሕ ንክፍጠር ትልሚ ተታሒዙ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  28/01/2012)ዋና ኣካያዲ ስራሕ እቲ ፕሮጀክት ኢንጅነር ክፍሌ ሆራ ህንፀት ካብ ዝጅመር ንነዘ 99 ቢሊዮን ብር ወፃኢ ከምዝተገበረ ብምሕባር ዝተረፈ ህንፀት ንምዝዛም 40 ቢሊዮን ብር ከም ዘድሊ ገሊፆም፡፡

ዋና ዳይሬክተር ቤት ፅሕፈት መተሓባበሪ ሃገራዊ ህዝባዊ ተሳትፎ ህንፀት እቲ ግድብ ወይዘሮ ሮማን ገብረስላሰ ብወገነን ኣብዚ በጀት ዓመት ልዕሊ 1 ቢሊዮን ብር ንምእካብ ትልሚ ተታሒዙ ከምዘሎ ምግላፀን ፀብፃብ ትካል ፕረስ ኢትዮጵያ የመላኽት፡፡


0
0 0 vote
Article Rating
Subscribe
Notify of
guest
0 Comments
Inline Feedbacks
View all comments