ነበር ኣፈፃሚት ስራሕ ኮርፕሬሽን ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኢንጅነር ኣዜብ ኣስናቀ ክሲ ተመስሪቱለን፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  17/04/2012ኣብ መዝገብ ክሲ ኢንጅነር ኣዜብ ኣስናቀ ነበር ምክትል ዋና ዳይሬክተር ሜቴክ ኮሌኔል ሙሉ ወልደገብርኤል ሓዊሱ 50 ሰባት ተኻቲቶም ኣለው፡፡

እቲ ክሲ ምስ ቆጥቋጥ ዓብይ ግድበ ህዳሰ ዝተተሓዘ ምዃኑ ኣገልግሎት ዜና ኢትዮጵያ ፀብፂቡ፡፡


0

ሪኢቶ ይሃቡ

avatar
  Subscribe  
Notify of