ተወከልቲ ቐዋሚ ኮሚቴ ሃፍቲ ተፈጥሮን ኢነርጅን ፌደራል ኣብ ጉዳይ ሕፅረት ማይን ግልጋሎት መብራህትን ምስ ዓበይቲ ዓዲ ከተማ መቐለ ዘተ ተኻይዱ፡

ተሳተፍቲ እቲ መድረክ ዝኾኑ ዓበይቲ ዓዲ ኣብ ከተማ መቐለ ሰፊሕ ፀገም ሕፅረት ማይ ከምዘሎ ብምግላፅ እቲ ፀገም ዘላቒ መፍትሒ ንኽረክብ ትኩረት ሂብኩም ክትሰርሑ ይግባእ ኢሎም፡፡

ተወከልቲ እቲ ቀዋሚ ኮሚቴ በወገኖም ኣብ ከተማ መቐለ ሰፊሕ ፀገም ረብ ፅሩይ ዝስተማይ ከም ዘሎ ምግንነዛቦም ብምግላፅ እቲ ፀገም ብዘላቒ ክፍታሕ ዝኣከብዎ መረዳእታ ንዝምልከቶ ኣካል ከምዘቕርቡ ቃል ኣትዮም ፡፡


0

ሪኢቶ ይሃቡ

avatar
  Subscribe  
Notify of