ቫይረስ ኮሮና ናብ ጎረቤት ሃገር ኬንያ ምእታዉ ተረጋጊፁ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  04/07/2012)ቫይረስ ኮሮና ንፈለማ እዋን ናብ ጎረቤት ሃገር ኬንያ ምእታዉ ንሓንቲ ግዳይ እቲ ቫይረስ ምዃና ሚኒስትሪ ጥዕና እታ ሃገር ንዝሃቦ ቃል ብምጥቃስ ቢቢሲ ሓቢሩ፡፡

ሚኒስተር ሚኒስትሪ ጥዕና ሃገረ ኬንያ ሙታይ ካግዌ ከምዝገለፅዎ ግዳይ ረኽሲ ቫይረስ ዝኾነት ኬንያዊትን ቅድሚ ሓደ ሰሙን ኣብ ሃገረ ኣመሪካ በፂሓ ዝመፀትን ምርካቡ ተረጋጊፁ ኢሉ ቢቢሲ  እንዳሉት ከሳምንት በፊት ከአሜሪካ የመጣች ሴት የቫይረሱ ተጠቂ መሆኗ ተረጋግጧል።

እታ ግዳይ ቫይረስ ኣብዚ ሐዚ እዋን ኣብ ፉሉይ ቦታ ሕክምናዊ ሓገዝ ይግበረና ምህላዉን ኣብዚ ሐዚ እዋን ኣብ ፅቡቕ ኩነታት ከምትርከብ ንሚኒስተር ሚኒስትሪ ጥዕና ኬንያ ሙታይ ካግዌ ብምጥቃስ ቢቢሲ ፀብፂቡ፡፡


0