ብኣሰናዳአነት ሃገረ ፈረንሳይ ዝካየድ ዘሎ ፅዋዕ ዓለም ደቂ ኣንስትዮ ብድሙቅ ኩነታት እናቀፀለ ይርከብ ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ 12/10/2011) ትማሊ  ኣብ ምድብ 4 ኣብ ዝተካየዱ ፅወታታት ሃገራዊት ጋንታ ኢንግሊዝ ኣብ ልዕሊ ሃገራዊት ጋንታ ጃፓን 2 ን 0 ብምዕዋት ናብ ቀፃሊ ዙር ምሕላፋ ተረጋግፅ ከላ ምስ ሃገራዊት ጋንታ ኣርጀንቲና ማዕረ 3 ን3  ዝተፈላለየት ሃገራዊት ጋንታ ስኮትላንድ ድማ ካብቲ ውድድር ወፃኢ ኮይና ፡፡


0

ሪኢቶ ይሃቡ

avatar
  Subscribe  
Notify of