ቤት ምኽሪ ኢህወዴግ ካብ ሶኑይ ጀሚሩ ስሩዕ ኣኼብኡ ከሳልጥ እዩ፡፡

እቲ  ግንባር ኣብ ዘካይዶ ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ  ጉዳያት ከም ዝዝቲ ተገሊፁ፡፡

ቤት ምኽሪ  ኢህወዴግ ኣፈፃፅማ ስራሕ እቲ ግንባርን ኣብ ካልኦት እዋናዊ ጉዳያት ሃገርን ብምዝታይ ቀፃሊ ኣንፈት ከቕምጥ እዩ ተባሂሉ ትፅቢት ይግበር ይብል ፀብፃብ ኤፍቢሲ፡፡


1+

ሪኢቶ ይሃቡ

avatar
  Subscribe  
Notify of