ባይቶ ተወከልቲ ህዝቢ ኣብ ዘካየዶ መበል 45 ስሩዕ ኣኼባ ዝቐበሉ ሹመት ኣባላት ቦርድ ኣገልግሎት ዜና ኢትዮጵያ ኣፅዲቑ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ 12/10/2011)ብመሰረት እዚ፡-

  1. ኣይተ ታዜር ገብረእግዝኣብሄር
  2. ኣይተ መሱድ ኣደም
  3. ዶክተር ታምራት ሃይለ
  4. ሓጋዚ ፕሮፌሰር መኩርያ መካሻ
  5. ወይዘሮ ህይወት ሃይሉ
  6. ኣይተ ኣብነት ዘርፉ ሸይሞም እንትፅድቑ ኣይተ በቀለ

 ሙለታ እውን ኣባል ኣመራርሓ እቲ ቦርድ ኮይኖም ተሸይሞም፡፡

ኣልግሎት ዜና ኢትዮጵያ ተፀዋዕነቶም ንባይቶ ተወከልቲ ህዝቢ ካብ ዝኾኑ ትካላት እንትኾን ተሸየምቲ ቃለ መሓላ ምፍፃሞም ኢቢሲ ፀብፂቡ፡፡


0
0 0 vote
Article Rating
Subscribe
Notify of
guest
0 Comments
Inline Feedbacks
View all comments