ባንኪ ዓለም ንኢትዮጵያ ስምምዕ ልቓሕን ሓገዝን 550 ሚሊዮን ዶላር ኣፅዲቑ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ 021/09/2011) ካብቲ ገንዘብ እቲ 200 ሚሊዮን ንምምሕያሽ ዓቕሚ ተሓዳሲ ሓይሊ ዝውዕል እንትኾን እቲ 350 ሚሊዮን ዶላር ድማ ንምምሕያሽ ተጠቃምነት ሰበኽ ሳግምን ከፊል ሰበኽ ሳግምን ዝውዕል እዩ፡፡

እቲ ገንዘብ 270 ሚሊዮን ዶላር ብመልክዕ ሓገዝ ዝተረፈ ድማ ብልቓሕ ዝወሃብ እዩ ይብል ፀብፃብ ኤፍቢሲ፡፡


0

ሪኢቶ ይሃቡ

avatar
  Subscribe  
Notify of