በዝሒ ተገልገልቲን ዓቅሙን ክመጣጠን ከምዘይ ከኣለ ሆስፒታል መቐለ ገሊፁ፡፡

ኣብ መዓልቲ ልዕሊ 450 ዜጋታት ግልጋሎት ሕክምና እናሀበ ዝርከብ ሆሰፒታል መቐለ ሟ ዘሎ ፅበት በተን ቀረብ ናውቲ ሕክምናን በዝሒ ተገልጋላይን ክመጣጠን ከም ዝክእል ተገሊፁ ኣሎ፡፡


0