በዓል መዚ ሲቪል ኣቬሽን ኢትዮጵያ ን481 ኣብረርቲ ነፈርቲ ፈቓድ ሞያ ምሃቡ ኣፍሊጡ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  02/12/2011)ዳይሬክተር እቲ በዓል መዚ ኣይተ ኣንሙት ለማ ኣብቲ ዝተዛዘመ በጀት ዓመት 481 ኣብረርቲ ዝርከብዎም 719 ሰብ ሞያ ነፈርቲ ፍቓድ ተዋሂብዎም ኢሎም፡፡

ጎና ጎኒ ድማ ን5 ሽሕን 465 ሕድሳት ፍቓድ ን3 ሽሕን 963 ሰራሕተኛታት በረራ ድማ ሕድሳት ምስክር መረጋገፂ ብቕዓት ተሳሊጡ ኢሎም ይብል ፀብፃብ ኤፍቢሲ፡፡


0

ሪኢቶ ይሃቡ

avatar
  Subscribe  
Notify of