ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ዓለም ለኻዊ ኮሚሽነር ኮሚሽን ምትሕብባር ልምዓት ሕብረት ኣውሮፓ ኔቨን ሚሚካ ተመያይጦም።

(ኤፍኤምመቐለ  15/11/2011)እቶም ኮሚሽነር፣ሕብረት ኣውሮፓ ንኢትዮጵያ ዝገብሮ ደገፍ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ተዛሪቦም።

ብተወሳኺ መንግስቲ ዴሞክራሲ ንምንጋስ ዓሊሙ ንዝገብሮ ዘሎ ፃዕሪ እቲ ሕብረት ከምዝድግፍ ምግላፆም ካብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የመላኽት።


0

ሪኢቶ ይሃቡ

avatar
  Subscribe  
Notify of