ስቴድዮም ትግራይ ንውድድር ቻምፒዮንስ ሊግኣፍሪካ ድልው ንምግባር ሕቶ ቀሪቡ ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  16/11/2011) ጋንታ መቀለ 70  እንደርታ ኣብ ፀወታታት ቻምፒዮንስ ሊግ ኣፍሪካ ከም ትሳተፍ ድሕሪ ምርግጋፅ ብኮንፌድሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኣፍሪካ  ኣፍልጦ ዝተውሃቦ ሜዳ ክተመዝግብ ትግደድ ብምካና ክሳብ ሎሚ ብካፍ ኣፍልጦ ዘይረከበ ስቴድዮም ትግራይ ኣፍልጦ ረኪቡ ነዞም ፀወታታት ንምስንዳእ ፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ናብ ካፍ ኣብ ዝለኣኮ ደብዳቤ ሕትኡ ኣቅሪቡ ኣሎ ፡፡


0

ሪኢቶ ይሃቡ

avatar
  Subscribe  
Notify of