ሱዳን ስዑድ ዓረብን ኢማሬት ዓረብን ክህብኣ ቃል ካብ ዝኣተወኦ 3 ቢሊዮን ዶላር ፍርቂ ከምዝተቐበለት ገሊፃ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  28/01/2012)ሚኒስተር ገንዘብ ሱዳን ኢብራሂም ኣልባዳዊ ዝተረፈ ገንዘብ ክሳብ 2020 ኣቆፃፅራ ኣውሮፖውያን ሃገሮም መሊኣ ከምትቕበል ገሊፆም፡፡

ነበር ፕረዝደንት ሱዳን ዑመር ኣልበሽር ካብ ስልጣን ምስ ተኣለዩ ሃገራት ዓረብ ንወታደራዊ ስግግር እታ ሃገር ገንዘባዊ ሓገዝ ከምዝህባ ቃል ኣትየን ምንባረን ይዝከር ይብል ፀብፃብ ሲጂቲኤን፡፡


0

ሪኢቶ ይሃቡ

avatar
  Subscribe  
Notify of