ሰራሕተኛታት ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገጠርን ክልል ትግራይ ንመተኣኻኸቢ እቶት ክልል ትግራይ ካብ ወርሓዊ መሃየኦም ዓሰርተ ሚኢታዊ ከወፊዩ ወሲኖም፡፡

t(ኤፍ ኤም መቐለ 04/08/2011) ብሄራዊ መንግስቲ ትግራይ ጠለባት ህዝቢ ንምምላእ ንህንፀት መሰረተ ልምዓት ፣ጠለብን ሕቶን መናእሰይ ፣ድልየትን ሕቶታትን ህዝቢ ንምምላስን መፈፀሚ ዝተፈላለዩ ፕሮጀክታትን ፃውዒት መተኣኻኸቢ እቶት ምቕራቡ ይዝከር፡፡

በዚ መሰረት ኩሉ ሰራሕተኛ ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገጠርን ክልል ትግራይ ካብ ወርሓዊ መሃየኦም ኣብ ክልተ ወርሒ ዝኽፈል ዓሰርተ ሚኢታዊ ንከወፍዩ ምውሳኖም ካብ ዳሬክቶሬት ርክብ ህዝቢ እቲ ቢሮ ዝተለኣኸልና ሓበሬታ የመላኽት፡፡


0

ሪኢቶ ይሃቡ

avatar
  Subscribe  
Notify of