ሩስያን ሱዑድ ዓረብን ኣብ ኩለ መዳያዊ ዘፈራት ርክበን ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  04/02/2012)ፕረዝደንት ሩስያ ቭላድሚር ፑቲን ድሕሪ 2007 ኣቆፃፅራ ኣውሮፖውያን ንፈለማ እዋን ኣብ ሱዑድ ዓረብ ዑደት ስራሕ ኣብ ምክያድ ይርከቡ፡፡

ፕረዝደንት ሩስያ ቭላድሚር ፑቲን ምሰ ንጉስ ሱዑድ ዓረብ ንጉስ ሳልማን ተራኺቦም ዝዘተዩ ኾይኖም ርክብ ክልቲኤን ሃገራት ኣብ ዘጠናኸራሉ ጉዳያት ኣዋጊዖም፡፡

እቶም መራሕቲ ኣብ ማእኸላይ ምብራቕ ሰፊኑ ዘሎ ምስሕሓብ ትኹረት ጌሮም ምዝታዮም እውን ኣልጀዝራ ፀብፂቡ፡፡


0

ሪኢቶ ይሃቡ

avatar
  Subscribe  
Notify of