ማእኸላይ ኮሚቴ ዲሞክራስያዊ ፖርቲ ኦሮሞ ኦዴፓ ውሽጣዊ ሓድነት ንምግምጋምን ካልኦት ጉዳያት ከም ኣጀንዳ ዝተተሓዘሉ ኣኼባ ጀሚሩ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  05/02/2012)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝካየድ ዘሎ እቲ ኣኼባ ኣብ ክልላውን ውድባውን ኣፈፃፅማ ስራሕ ብምግምጋም ኣንፈት ከቕምጥ እዩ ተባሂሉ፡፡

ካብዚ ብተወሳኺ ኣብ ክልላውን ሃገራውን ጉዳያት ብምዝታይ ኣንፈት ከቕምጥ ትፅቢት ዝግበር ምዃኑን ውሽጣዊ ሓድነት እቲ ውድብ ንምግምጋም ከም ኣጀንዳ ምትሓዙ ተገሊፁ ይብል ፀብፃብ ኤፍቢሲ፡፡


0

ሪኢቶ ይሃቡ

avatar
  Subscribe  
Notify of