ሚኒስተር ጉዳይ ወፃኢ ኢፌድሪ ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው ኣብ 3ይ ሓበራዊ ኣኼባ ኮምሽን ሚኒሰተራት ንምስታፍ ናብ ኡጋንዳ ኣምሪሖም፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  09/12/2011)ኢትዮጵያን ኡጋንዳን ኣብ ጉዳያት ኢኮኖሚ ፣ማሕበረሰባዊ ፖለቲካውን ብሓባር ንምስራሕ ስምምዕነት ምግባረን ይዝከር፡፡

ነዞም ስምምዕነት ማዕቖፍ ምትሕብባር ሓባር ኮምሽን ሚኒስተራት ድማ ብኣቆፃፅራ ኣውሮፖውያን 22 ሓምለ 2011 ተፈራሪመን እየን፡፡

ኢትዮጵያን ኡጋንዳን ኣባል ኣብ ዝኾናሎም ኣህጉራውን ዓለም ለኻውን መድረኻት ተቐራሪበን ብሓባር እናሰርሓ እንትኾና ኣብዚ ናይ ሕዚ ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢ ኢትዮጵያ ዝሳተፍሉ 3 ጉባኤ ሓበራዊ ኮምሽን ሚኒስተራት ድማ ዝተፈላለዩ ስምምዕነታት ክፍርሙ ትፅቢት ይግበር ይብል ካብ ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢ ኢፌድሪ ዝተረኸበ ሓበሬታ፡፡


0

ሪኢቶ ይሃቡ

avatar
  Subscribe  
Notify of