ሚኒስተር እቶት ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ጥቅምቲ 32 ነጥቢ 6 ቢሊዮን ብር ከምዝኣከበ ኣፍሊጡ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  03/03/2012)እቲ ሚኒስተር ኣብ 2011 ዓ/ም ብዝተሰርሑ መድረኻት ምልዕዓል ምስ እናዓበየ ምምፅኡ ስዒቡ ኣብ ወርሒ ጥቅምቲ 33 ነጥቢ 6 ቢሊዮን ብር ንምእካብ ተተሊሙ ዝነበረ እንትኾን 32 ነጥቢ 6 ቢሊዮን ብር ክእከብ ከምዝኸኣለን እዚ ድማ ካብቲ ተተሊሙ ዝነበረ 97 ነጥቢ 6 ሚኢታዊ ክዕወት ከምዝኸኣለ ተገሊፁ፡፡

ኣፈፃፅማ ምእካብ እቲ ግብሪ ምስ ዝሓለፈ ተመሳሳሊ ዓመት እንትነፃፀር 8 ነጥቢ 3 ቢሊዮን ብር ወሰክ ከምዘለዎ ካብ ሚኒስተር እቶት ዝረኸብናዮ ሓበሬታ፡፡


0
0 0 vote
Article Rating
Subscribe
Notify of
guest
0 Comments
Inline Feedbacks
View all comments