ሚኒስተር ሚኒስትሪ ጥዕና ሃገረ እንግሊዝ ግዳይ ረኽሲ ቫይረስ ኮሮና ኮይነን፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  03/07/2012)ሚኒስተር ሚኒስትሪ ጥዕና ሃገረ እንግሊዝ ናዲን ዶሪስ ግዳይ ረኽሲ ቫይረስ ኮሮና ኮይነን ከምዝተረኸባን ኣብዚ ሐዚ እዋን ንገዛእ ርእሰን ኣግሊለን ኣብ ስቱር ቦታ ሕክምናዊ ሓገዝ ይግበረለን ከምዘሎ ተሓቢሩ፡፡

 እተን ሚንስተር ኣብ ሃገረ እንግሊዝ ፈላመይቲ ግዳይ ቫይረስ ኮሮና ብዓልቲ ስልጣን ኮይነን ከምዝተመዝገባ ካፍቲ ጥዕና ዝሰኣናሉ ሚኒስትሪ ጥዕና ሃገረ እንግሊዝ ንዝረኸቦ ፀብፃብ ብምጥቃስ ቢቢሲ ገሊፁ፡፡


0