መንግስትን ውልቀ ትካላትን ጉድኣት ኣካል ደቂ ኣንስትዮ ተጠቀምትን ተሳተፍትን ኩለመዳያዊ ምንቅስቓስ ክኾን ተዋዲዶም ክሰርሑ ይግባእ ተባሂሉ፡፡

እዚ ዝተገለፀ ብዓርሰ ተበግሶ ከያኒት ፋኑስ ኣብርሃ ንጉድኣት ኣካል ደቂ ኣንስትዮ መሓለዊ ፅሬት ኣብ ዘበርከትሉ እዋን እዩ፡፡


0