መንግስቲ ጣልያን ንኢትዮጵያ 1.4 ቢሊየን ብር ብመልክዕ ሓገዝን ልቓሕን ኽልግስ ቃል ኣትዩ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  26/06/2012)

 እቲ ስምምዕ ሰነድ ብወገን ኢትዮጵያ ሚኒስትር ድኤታ ኣይተ ኣድማሱ ነበበ ብሸነኽ መንግጺ ጣልያን ድማ ኣምባሳደር ጣልያን ኣብ ኢትዮጵያ አምባሳደር አርቱሮ ሉዚ ክታሞም ኣንቢሮም እዮም። 456.98 ሚልዮን ብር ብመልክዕ ሓገዝ ዝተረኸበ እንትኸዉን እቲ ዝተረፈ 575.72 ሚሊየን ብር ድማ ልቓሕ ምዃኑ ተፈሊጡ’ሎ።


0