መንግስቲ ኢትዮጵያ ምስ መንግስቲ ጃፖን ስምምዕነት ልቃሕ 89 ሚሊዮን ዶላር ኣሜሪካ ተፈራሪሙ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  17/03/2012)እቲ ብመልክዕ ልቓሕ ዝተረኸበ ገንዘብ ንህንፀት መንገድታት ጅማ – ጭዳን ከምኡ’ዉን ሰዶ – ሳውላን ዝውዕል ከም ዝኾነ ተገሊፁ፡፡

ኣብቲ ስምምዕልቃሕ ሚኒስተር ድኤታ ሚኒስተር ገንዘብ ፌደሪኢ ኣይተ ኣድማሱ ነበበ፣ መንገዲ ጅማ-ጭዳ ምህናፁ ንመጓዓዝያ ዝውዕል ወፃኢ ክንክይ ዝገብርን ካብ ሕርሻ ዝርከብ ኣታዊ ንክመሓየሽን ዓብይ እጃም ክምዘለዎ ገሊፆም ይብል ፀብፃብ ኤፍቢሲ፡፡


0

ሪኢቶ ይሃቡ

avatar
  Subscribe  
Notify of