መናእሰይ ንምክልኻል ሕማም ኮሮና ልዕሊ 94,923.62 ሽሕ ብር ዝዋግኡ ናውቲ አበርኪቶም ፡፡

1 ሚያዝያ 2012 ዓ.ም (መቐለ ፋና) መናእሰይ ንምክልኻል ሕማም ኮሮና ልዕሊ 94,923.62 ሽሕ ብር ዝዋግኡ ናውቲ አበርኪቶም።

ብመሰረት እዚ ኣብ ቀዳማይ ዙር ወፈያ ኣልኮል፣ሳሙና፣መሕፀቢ ኢድ ሻምፖ፣ብፔዳል ዝሰርሓ መሕፀቢ ኢድ ንምምሕዳር ወረዳ ሳሕርቲ ሳምረ ኣረኪቦም።

ምንጪ ሓበሬታ ፡- ንርክብ ህዝብን መንግስትን ወረዳ ሳምረ ብምጥቃስ መቐለ ፋና


0