መናእሰይ ንምርግጋፅ ልዕልነት ሕጊ፣ ንምንጋስ ሰላም ልምዓትን ሰናይ ምምሕዳርን ዝተወደበ ምንቅስቓስ ክህልዎም ከምዝግባእ ኣባል ፈፃሚ ስራሕ ህወሓት ኢህወዴግ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ሓቢሮም፡፡

(ኤፍኤምመቐለ 12/10/2011)እዚ ዝተገለፀ ኣብ ከተማ መቐለ ኣብ ዝተጀመረ ኣኼባ ሊግ መናእሰይ ኢህወዴግ ተረኺቦም ኣብ ዘስምዕዎ ዘረባ እዩ፡፡


1+