መበል 45 ዓመት ልደት ህወሓት 11 ለካቲት ኣብ ከተማ ውቕሮ ስታድየም መለስ ብልዑል ፅምብል ይኽበር ኣሎ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  20/05/2012)ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ሎሚ ካብ ስዓት 12 ንጉሆ  ጀሚሩ ነባራት ተጋደልቲ ህወሓትን ዝተፈላለዩ ሰበስልጣናትን መንግስትን ዘይመንግስታዉን ኣካላት ዝሰላሰል ዘሎ ፅምብል በዓል ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ደሚቑን ማዕሪጉን ይበዓል ከምዘሎ ካፍቲ ቦታ ዝበፅሐና ዜና ይሕብር፡፡


0