መልእኽቲ ንፕረዝደንት ግብፂ ኣብድልፈታሕ ኣልሲሲ ንምብፃሕ ናብ ግብፂ ኣምሪሖም፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  19/11/2011)ብኣይተ ገዱ ዝተመርሓ ጉጅለ ልኡኽ ኣሌክሳንደርያ ኣብ ዝርከብ ሃራምሊክ ቤተ መንግስቲ ምስ ፕረዝደነት ኣልሲሲ ተዛትዮም፡፡

መንግስቲ ግብፂ ንርክብ ክልቲኦም ኣሓት ህዝብታት ትኹረት ከምዝገበረ ገሊፆም፡፡

ኣይተ ገዱ ኣብ ካይዶም ዓለም ለኸ መዕረፎ ነፈርቲ እንትበፅሑ ብርክት ዝበሉ ሰብ መዚ መንግስቲ ኣቀባብላ ገይሮምሎም ይብል ፀብፃብ ግልጋሎት ዜና ኢትዮጵያ፡፡


0

ሪኢቶ ይሃቡ

avatar
  Subscribe  
Notify of