ሕክምና ዓይኒ ኣብ ሙሉእ ትግራይ ተበፃሒ ንምግባር ምስ መዳርግቲ ኣካላት ብምትሕብባር ይሰርሕ ከምዘሎ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ኩሓ ኣፍሊጡ፡፡

እቲ ሆስፒታል ካብ 15 ክሳብ 20 መጋቢት /2011 ዓ/ም ናፃ ወፍሪ ሕክምና ሞራን ፀጉሪን ዓይኒ ከምዝህብ ገሊፁ፡፡


0