ሕማም ኢቦላ ዛጊድ ካብ ዲሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ወፃኢ ከምዘይተርኣየ ውድብ ጥዕና ዓለም ገሊፁ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  18/11/2011) እቲ ውድብ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ ሕማም ኢቦላ ኣብ ዲሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ኣዝዩ ከምዝተስፋሕፈሓ ብምግላፅ ዛጊድ ኣብ ጎረባብቲ ሃገራት ከምዘይተርኣየ ገሊፁ፡፡

ኣብ ዲሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ግን 165 ኣብ ዝተፈላለዩ ከባብታት እታ ሃገር ዝነብሩ ሰባት እቲ ቫይረስ ከም ዝተረኸቦም ገሊፁ፡፡

ኣብታ ሃገር ዝተርኣየ ምስፍሕፋሕ ኢቦላ ድሕሪ ኣብ 2014 ኣቆፃፅራ ኣውሮፖውያን ዘጋጠመ ለበዳ ዝኸፍኣ ሓደጋ ምዃኑ ምግላፁ እውን ሲጂ ቲኤን ፀብፂቡ፡፡


0

ሪኢቶ ይሃቡ

avatar
  Subscribe  
Notify of