ሓይሊ ኣየር ፈረንሳይ ምስ ሰራዊት ቻድ ብምውዳድ ኣብ ልዕሊ ካብ ሊብያ ሸሊኮም ዝኣተዉ ፅጡቓት ደብዳብ ነፈርቲ ኣካይዱ ፡፡

ሰራዊት ፈረንሳይ ካብ ርእሰ ከተማ እታ ሃገር እናተበገሰ ኣብ 40 ቃፍላይ ሰራዊት ክልተ ደብዳብ ነፈርቲ ምክያዱ ተገሊፁ ፡፡

ቻድ እስላማዊ ዕጡቓት ሓደጋ ካብ ዘንፀላለወለን ሃገራት ሓንቲ እንትትኮን ፈረሳይ ኣብቲ ከባቢ ንዘለዋ ጉጅለ  ሓሙሽተ ዝተበሃላ ሃገራት ሳሕል  ጀሃዳዊ ምንቅስቓስ ንምግታእ ሓገዝ ኣብ ምግባር ከም ትርከብ ቢቢሲ ፀብፂቡ፡፡

28/05/2011

Leave a Reply

Your email address will not be published.