ሆስፒታል ሕክምና ዓይኒ ኩሓ ንሓደ ሰሙን ዝፀንሕ ናፃ መጥባሕቲ ዓይኒ ሞራ ይህብ ኣሎ፡፡

ተጠቀምቲ እቲ ናፃ ሕክምና ዓይኒ ዝኾኑ ካብ ዝተፈላለዩ ከባብታት ትግራይ ዝመፁ እንትኾኑ ቅድሚ ሕዚ ንሕክምና ክሳብ 1 ሚኢቲ ሽሕ ብር ዝተሓተትሉ ብናፃ ኣገልግሎት ምርካቦም ከምዘሓጎሶም ገሊፆም፡፡

ሜዲካል ዳይሬክተር ሆስፒታል ሕክምና ዓይኒ ኩሓ ዶክተር ዮናስ ምትኩ ን1ሽሕ ሰባት ናፃ ኣገልግሎት ሕክምና ከምዝህብ ገሊፆም ይብል ፀብፃብ ኣገልግሎት ዜና ኢትዮጵያ፡፡


0

ሪኢቶ ይሃቡ

avatar
  Subscribe  
Notify of