ሃገራዊ ትልሚ ትግበራ ውሕስና ጥዕና ዕላዊ ኾይኑ፡፡

እቲ ትልሚ ብሰብ ስራሕን ተፈጥራውን ሓደጋታት፣ ሕድሕድ ጎንፅን ለበዳ ሕማማትን ንዝተሃሰያ ሃገራት ንምድጋፍ ዝዓለመ እዩ፡፡

እቲ ትልሚ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስተር ደመቀ መኮነን፣ ሚኒስተር ሓለዋ ጥዕና ዶክተር ኣሚር ኣማን ካልኦት ላዕለዎት ሰብ መዚን ኣብ ዝተረኸብሉ እዩ ዕላዊ ኾይኑ፡፡

ኢትዮጵያ በቲ ትልሚ 300 ሚሊዮን ዶላር ኣሜሪካ ድጋፍ ከምዝረኸበት ኣብቲ እዋን ተገሊፁ ይብል ፀብፃብ ኤፍቢሲ፡፡


0

ሪኢቶ ይሃቡ

avatar
  Subscribe  
Notify of