ኣልሻዳይ ሪሊፍ ኤንድ ዲቮሎፕመንት ኣሶሴሽን ከምህሮም ዝፀንሐ ልዕሊ ስለሰተ ሚእቲ ተምሃሮ ኣፀደ ህፃናት ኣመሪቑ ።

23 ሓምለ 2015 ዓ.ም (104.4 ሬድዮ ኤፍ ኤም መቐለ ) ኣልሻዳይ ሪሊፍ ኤንድ ዲቮሎፕመንት ኣሶሴሽን ኣብ ዝተፈላለዩ ማሕበራዊ ምንቅስቃሳት ዝነጥፍ ዘሎ ትካል ኮይኑ ካብዚኦም ድማ…

ሐዚ ዝግበር ዘሎ ምስንባት ሓርበኛታት ትግራይ ካብ ሰራዊት ወፂኦም ማለት እንተይኮነስ ሓዱሽ ናይ ምግዳል ምድብ ተዋሂብዎም ምስ ማሕበረሰቦም ኮይኖም ክሰርሑ ዝዓለመ እዮ።

23 ሓምለ 2015 ዓ.ም ተጋደላይ ገብረ ገብረፃዲቅ (104.4 ሬድዮ ኤፍ ኤም መቐለ) ሐዚ ዝግበር ዘሎ ምስንባት ሓርበኛታት ትግራይ ካብ ሰራዊት ወፂኦም ማለት እንተይኮነስ ሓዱሽ ናይ…

ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ምስ ሴናተር ኣመሪካ ኮሪ ቡከር ኣብ ትግራይ ሰብኣዊ ረድኤት ንምጅማር ኣብ ዘክእሉ ጉዳያት ዘተ ኣካይዶም።

21 ሓምለ 2015 ዓ.ም (104.4 ሬድዮ ኤፍ ኤም መቐለ ) ኣይተ ጌታቸው ኣብ ገፅ ትዊቶሮም ኣብ ዘስፈርዎ መለእክቲ ከምዝበለዎ ኣብ ትግራይ ተቃሪፁ ዘሎ ድጋፍ ሰብኣዊ…

ንዝሓለፉ ሰለስተ ዓመታት ጉዳይ ትግራይ ልዑል ኣቓልቦ ሂቦም ንዝተንቀሳቐሱ ኣባላት ኮንግረንስ ሞሳ ከምዝግብኦም ፕረዝደንት ጌታቸው ረዳ ገሊፆም ።

21 ሓምለ 2015 ዓ.ም ፕረዝደንት ጌታቸው ኣብ ቤት ፅሕፈት ባይቶ ኣሜሪካ ምስ ኣባል ኮንግረንስ ብራድ ሸርማን ተራኺቦም ኣብ ዝዘተይሉ እዋን እዩ ነዚ ዝገለፁ ። ሕዚውን…