ቢሮ ጥዕና ትግራይ ኣስታት 6 ሚሊዮን ብር ዝዋግኦም ናውቲ ሕክምና ተቐቢሉ። admin August 12, 2023 5 ነሓሰ 2015 ዓ.ም እቲ ሓገዝ ብምትሕብባር ትካል መድሕን ህፃናት(UNICEF) ምስ ሚኒስተር ጥዕና ዝቐረበ ኮይኑ፣ ኣብ ትግራይ ንዘሎ ሕፅረት ናውቲ ሕክምና ብውስን መልክዑ ከምዘቃልል ነቲ… Continue Reading
ምምሕዳር ከተማ መቐለ ኣብ ዝቕፅሉ ሰለስተ ዓመታት ኣብታ ከተማ ዝህነፁ መሰረተ ልምዓታት ብቕደም ሰዓብ ኣቐሚጡ ምስ ህዝቢ ተዛትዩሎም። admin August 12, 2023 5 ነሓሰ 2015 ዓ.ም ከንቲባ ከተማ መቐለ ኣይተ ይትባረክ ኣማሃ እቶም ካብ 2016 ኽሳብ 2018 ዓ/ም ክህነፁ መደብ ዝተትሓዘሎም መሰረተ ልምዓት ብመንፅር ፀገማት ህዝቢ ብቕደም… Continue Reading
ዋና ዳይሬክተር ትካል ውድብ ጥዕና ዓለም ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም ቀፃሊ ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኾይኖም ክወዳደሩ ከምዘይክእሉ ገሊፆም። admin August 10, 2023 04 ነሓሰ 2015 ዓ.ም ዘ ቢዝነስ ታይምስ /The Business times/ ( 104.4 ሬድዮ ኤፍ ኤም መቐለ ) ዘ ቢዝነስ ታይምስ ዝተብሃለ ድሕረ ገፅ ከምዘገለፆ እንተኾይኑ… Continue Reading
ሓለዋ ሲቪላትን ተሓታትነት ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላትን ኣብ ኢትዮጵያ ዘለቒ ዝኾነ ሰላም ንክረጋገፅ ወሳኒ እዩ። admin August 10, 2023 04 ነሓሰ 2015 ዓ.ም ኣምባሳዶር ዳረን ዌልች ( 104.4 ሬድዮ ኤፍ ኤም መቐለ ) ኣብ ኢትዮጵያን ሕብረት ኣፍሪካን ኣምባሳዶር ዓባይ ብሪጣንያ ኣምባሳዶር ዳረን ዌልች ኣብ… Continue Reading
ከይዲ ምጅማር ምምሃር ምስትምሃር ዩኒቨርስቲ ኣኽሱም ዘብስር መድረኽ ይሳልጥ ኣሎ። admin August 10, 2023 4 ነሓሰ 2015 ዓ.ም ዪኒቨርስቲ ኣኽሱም ብዕለት 2ን 3ተን ነሓሰ 2015 ዓ/ም ንዝተቀበሎም ተመሃሮ ከይዲ ምጅማር ትምህርቲ ኣመልኪቱ ዕላዊ ንምግባር መምህራን ማሕበረሰብ እቲ ዪኒቨረስቲን ፣… Continue Reading
ሰራዊት ኤርትራ ካብ ኢትዮጵያ ክወፅእ ኣለዎ- ኣምባሳደር ኢንግሊዝ ኣብ ኢትዮጵያ admin August 9, 2023 3 ነሓሰ 2015 ዓ.ም ኣምባሳደር ኢንግሊዝ ኣብ ኢትዮጵያ ዳረን ዌልች ሓይልታት ኤርትራ ካብ ትግራይ መሊኦም ክወፁ ፀዊዖም። እቶም ኣምባሳደር ንቴሌቪዥን ትግራይ ኣብ ዝሃብዎ ቃለመሕተት ሰራዊት… Continue Reading
ብፍልይቲ ልኡኽ መንግስቲ እንግሊዝ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካን ቀይሕ ባሕርን ዝተመርሐ ልኡኽ ምስ ፕረዚደንት ጌታቸው ረዳ ዘትዮም። admin August 9, 2023 3 ነሓሰ 2015 ዓ.ም ብፍልይቲ ልኡኽ ዓባይ ብሪታንያ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካን ቀይሕ ባሕርን ሳራ ሞንትጎመሪ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ምስ ፕረዚደንት ጌታቸው ረዳ ኣብ ዝርገሐ ሰብኣዊ… Continue Reading
“ሕድሪ ናይቶም ዝተሰዉኡ ኣሕዋትና ተሰኪምና ኢና ክንመሃር” admin August 9, 2023 3 ነሓሰ 2015 ዓ.ም ተምሃሮ ዩንቨርሲቲ መቐለ ተምሃሪት ምሕረት ክንፈ ተምሃሪት ሳልሳይ ዓመት ክፍሊ ትምህርቲ ኢኮኖሚክስ እንትትኸዉን ተምሃራይ መብራህቱ ኪሮስ እዉን ኣብ ኢንስቲትዩት ቴክኖሎጂ መቐለ… Continue Reading
መንግስቲ ኣሜርካ ኣብ ፕሪቶሪያ ዝተበፀሐ ስምምዕነት ምቁራፅ ተፃብኦ ብምሉእነት ክትግበር ትኹረት ሂቡ ይሰርሕ ከምዘሎ ወሃቢ ቃል ሚንስቴር ጉዳያት ወፃእ ኣሜሪካ ማቲው ሚለር ሓቢሮም። admin August 8, 2023 02 ነሓሰ 2015 ዓ.ም ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቐርኒ ኣፍሪካ ኣምባሳደር ማይክ ሃመር ኣብ ኢትዮጵያ ከምዝቀነዩይ ምስ ዝምልከቶም ተወከልቲ መንግስታት ኢትዮጵያን ትግራይን ኣብ ትግበራ እቲ… Continue Reading
ስነ ስርዓት ኣቀባብላ ተምሃሮ ዩኒቨርስቲ ዓዲግራት !! admin August 8, 2023 See insights and ads Boost post All reactions: 99 Continue Reading