ኣባል ጋንታ ኣትሌቲክስ ስፖርት መስፍን ኢንዳስትርያል ኣትሌት ሓጎስ ገብረሂወት ኣብ ሃገረ ጣልያን ኣብ ዝተሰላሰለ ቅድድም ጉያ 10 ኪ᎐ሜ᎐ ክብረ ወሰን ብምምሕያሽ ተዓዊቱ።

ኣብቲ ትማሊ ምሸት ዝተሰላሰለ ቅድድም ጉያ 10 ኪ᎐ሜ᎐ ኣስታት 400 ተቀዳደምቲ ኣትሌታት ከምዝተሳተፉን ኣባል ጋንታ ኣትሌቲክስ ስፖርት መስፍን ኢንዳስትርያል ኣትሌት ሓጎስ ገብረሂወት ኣብቲ ቦታ ተታሒዙ…

“ኣብ ዝሓለፉ ኣስታት ሰለስተ ዓመታት ዝረአ ዘሎ ታሪኽ ሰረሓይነት መንእሰይ ትግራይ ብቓላት ንምግላፅ ዝኸብድ ድሙቕ ገድሊ’ዩ።” – ርእሰ ምምሕዳር ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል፡፡

ዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል ንዚ ሓሳብ እዚ ዝገለፁ ሐዚ ብማሕበራዊ ሚድያ ፌስቡክ ኣብ ዝዘርግሕዎ መልእኽቲ’ዩ፡፡ሙሉእ ትሕዝቶ መልእኽቶም ከምዘለዎ እንሆ!”መናእሰይ ሞተርን ቀላስን ናይዚ መድረኽ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ!ናይ…

እዚ ጊዜ ይድገም ከይህሉ ?

ንቃልሲ ህላወን መንነትን ህዝቢ ትግራይ ኣፅኒትካ ንምቅባፅ – ድርቂ ደርግን መሪሕነት ሻዕብያን በብኣንፈቶም ንህዝቢ ትግራይ ብምስኳን ንፖለቲካዊ ድሌቶም ንምስጓም ምስ ሓሪ ተፈጥሮ ሻርዮም ኣብ ሓደ…

ፕረዚዳንት ዑመር ኣል-በሽር ናብ ዓለማዊ ቤት ፍርዲ ገበነኛታት ንምዉሳድ ልኡኽ ጉጅለ እቲ ትካል ናብ ሃገረ ሱዳን ኣትዩ፡፡

ፕረዚዳንት ዑመር ኣል-በሽር ብዓለማዊ ቤት ፍርዲ ገበነኛታት ብገበን ምፅናት ዓሌት፣ ብገበን ኩናትን ምግሃስ ሰብኣዊ መሰልን ናብ ዓለማዊ ቤት ፍርዲ ገበነኛታት ቀሪቦም ንኽሕተቱ ሑቡራት ኣመሪካ ብዘካየደቶ…

የትግራይ ፖሊስ ኮሌጅ ለ7 ወራት ሲያሰለጥናቸው የቆየ ልዩ ኮማንዶ ለ2ኛ ግዜ ኣስመርቋል።

የትግራይ ፖሊስ ኮሌጅ ለ7 ወራት ሲያሰለጥናቸው የቆየ ልዩ ኮማንዶ ለ2ኛ ግዜ ኣስመርቋል። ትግራይ ቴሌቪዥን እንደዘገበው በምረቃው ስነስርዓት የትግራይ ፕሬዚዳንት ክቡር ዶ/ር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል እና ሌሎች…

ዛሬ ሶማሊ ክልል ላይ በአምባገነኑ ቡድን (ፒፒ) ያነጣጠረውና ተዳፍኖ ይነበረው ተቃዉሞ ቶቶኮሰ።

ለፒፒ ጀርባውን የሰጠው የሶማል ህዝብ የኦጋዴን ነፃ አውጪ ግንባር የድጋፍ ሰልፍ ኣካሄደ።አምባገነኑና ሄገ ወጡ የብልፅግና ቡድን (ፒፒ) ቀጣይ ስራውን እንደለመደው የONLF አመራሮችን ማሰር እና ማፈን…

ፀጥታ ከባቢኡ ዘየዉሓሰ ጃንዳ ዕዋሉ ብልፅግና ዩንቨርስቲ ኢትዮጵያ ስረሐን ክጅምራ ኣዚዙ፡፡

ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከባ ኩለን ዩኒቨርስታት ካብ 23-30 ጥቅምቲ 2013 ዓ.ም. ኣብ ዘሎ እዋን ፈላማይ ዙር ተምሃሮ ናይ ምቕባል መስርሕ ከሳልጣ ተኣዚዘን፡፡ብሰንኪ ዘይሩጉዕ ሰላምን ህዉከትን ዝርገሐ…

ብገዛእ ፍቓዱ መንግስቲ’የ ክብል ኣብ ኮረቻ ስልጣን ተረይዑ ዘሎ ዘይሕጋዊ ጉጅለ – ምልካዉን ዓፋንን’ዩ፡፡

# ኣቦ ወንበር ዘይሕጋዊ ጉጅለ ብልፅግና ኣብይ ኣሕመድ ብማዕከናት ዜና ተዓዲሞም ዝተረኸብሉን ብቤት ምኽሪ ሕብረት ተናሓናሕቲ ዉድባት ኢትዮጵያ ዝተፀወዐ’ዩ ዝተብሃለሉን ቅድሚ ትማሊ ዝተሰላሰለን ኣኼባ ኣይተረኸብኩን…

“ኣብ ትግራይ ኣብ 2013 ዓ.ም. ልዕሊ 305 ሽሕ መናእሰይ ዕድል ስራሕ ኽፈጥረሎም’የ፡፡” – ቢሮ ጉዳይ መናእሰይን ስፖርትን ክልል ትግራይ፡፡

ኣብ በጀት ዓመት 2013 ንልዕሊ 305 ሽሕ መናእሰይ ግዝያዉን ቀዋምን ዕድል ስራሕ ንምፍጣር ትልሚ ሒዙ ይሰርሕ ከምዘሎ ቢሮ ጉዳይ መናእሰይን ስፖርትን ክልል ትግራይ ገሊፁ፡፡መተሓባበሪ ከይዲ…

“ምስ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፍወርቂ ክራኸብ ኣይደልን፡፡”- ፕረዚደንት ሃገረ ጂቡቲ፡፡

ፕረዚደንት ሃገረ ጂቡቲ እስማዒል ዑመር ገለ ምስ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ንምርኻብ ብኣቦ ወንበር ጉጅለ ዕዋሉ ብልፅግና ኣብይ ኣሕመድ ንዝቐረበሎም ዕድመ “ምስ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፍወርቂ ክራኸብ ኣይደልን፡፡”…