ዉድብ ብልፅግና ንፕረዚዳንታት ዩኒቨርሲቲ መቐለን ኣኽሱምን ካብ መዝነቶም ኣልይዎም፡፡

ካብ ግንቦት 2005 ዓ.ም. ጀሚሮም ፕረዚደንት ዩኒቨርሲቲ መቐለ ኮይኖም ዘገልግሉ ዝነበሩ ፕሮፌሰር ክንደያ ገብረሂወት ካብ ፅባሕ 5 መስከረም ካብ ስልጣኖም ከምዝተኣለዩ ሚኒስትሪ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኢትዮጵያ…

ብመሰረት ውፅኢት መረፃ 2012 ውድብ ህወሓት ብ189 ድምፂ ውድብ ብሄራዊ ባይቶ ዓባይ ትግራይ (ባይቶና) ድማ ብ 1 ድምፂ ቤት ምኽሪ መንግስቲ ትግራይ ከምዝምስርታ ኮምሽን መረፃ ትግራይ ኣፍሊጡ፡፡

ኮምሽን መረፃ ትግራይ “ትግራይ ትመርፅ” ብዝብል መሪሕ ቃል ከካይዶን ክመርሖን ዝፀንሐ ታሪኻዊ መረፃ ትግራይ 2012 ዓ.ም. ዕላዊ ውፅኢት ብምፅራሕ ሎሚ 4 መስከረም 2013 ዓ/ም ነዚ…

ፕሬዚዳንት ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ ካብ መዝነቶም ተላዒሎም፡፡

ፕሬዚዳንት ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ ካብ መዝነቶም ተላዒሎም፡፡ፕሬዚዳንት ባንክ ልምዓት ኢትዮጵያ ኮይኖም ክሰርሑ ዝፀንሑ ኣይተ ሃይለየሱስ በቀለ ካብ ሎሚ 4 መስከረም 2013ዓ.ም. ጀሚሮም ካብ ዝነበሮም መዝነት…

ኢትዮጵያ ባይታ ንዝዘበጠን ናይ ምግዛእ ዓቕሙ ንዝማህመነን ብር ንምቕያር ተዳልያ፡፡ ንፈለማ እዋን ብዓል 200 ብር ወረቐታዊ ኖት ተሓቲሙ ኣብዕዳጋ ክዉዕል’ዩ፡፡

ካብ እዋን ናብ እዋን ቁጠባኣ ኣብ ቁልጡፍ ምንቁልቋል ትርከብ ኢትዮጵያ ናይ ምግዛእ ዓቕሙ ባይታ ንዝዘበጠ ወረቐታዊ ገንዘባ ብካልእን ሓድሽን ወረቐታዊ ብር ኖት ንምቕያር ኣብ ቅድመ…

ኣብ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ልዕሊ ጉጅለ ብልፅግና ሰማይ ዓሪጉ ንዘሎ ህዝባዊ ተቓዉሞ ንሓንሳብን ንሓዋሩን ንምድዓኽ ዝድርኺቱ ዘይተኣደነ ኣበርክቶ ወተሃደራዊ መካይንን ማዕርግን ይልገስ ኣሎ፡፡

ኣብ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ልዕሊ ጉጅለ ብልፅግና ሰማይ ዓሪጉ ንዘሎ ህዝባዊ ተቓዉሞ ንሓንሳብን ንሓዋሩን ንምድዓኽ ዝድርኺቱ ሎሚ ኣብ ክልል ኦሮምያ ከተማ ኣዳማ ኣብ ኣዳራሽ ኣባ…

“ኣብ መረፃ ትግራይ 2012 ህወሓት ብዓብላሊ ድምፂ ኣብ ቅድሚት ተሰሪዑ’ሎ፡፡” – ኮምሽን መረፃ ክልል ትግራይ፡፡

ኣብ ዝሓለፈ ሮቡዕ ኣብ ዝተካደ ክልላዊ መረፃ ውድብ ህወሓት ብዓብላሊ ድምፂ ኣብ ቅድሚት ተሰሪዑ ከምዘሎ ኮምሽን መረፃ ቦርድ ክልል ትግራይ ቅድሚ ሓደ ሰዓት ኣብ ድሕረ…

ታሪኻዊ መረፃ ትግራይ ብዓይኒ ማዕከናት ዜና ዓለምን ፉሉጣት ሰባትን ኣዘራራቢ ኮይኑ’ሎ፡፡”-ቢቢሲ፡፡

ቢቢሲ ሎሚ ኣማስዩ ኣብ ዝዘርገሖ ዜና ታሪኻዊ መረፃ ትግራይ ብዓይኒ ማዕከናት ዜና ዓለም ኣዘራራቢ ኮይኑ ከምዘሎ ንዝኣኻሐቦ መረዳእታ ብምጥቃስ ንንባብ ዘርጊሕዎሎ፡፡ ዝተኽልከላ ሚድያታት ዓለም ብዛዕባ…

“ኮነሬል ኣብይ ኣሕመድ ምስ ፕሮፌሰር ሼትል ትሮንቮል ዝጀመርዎ ካልእ ግንባር መስርሕ ፅልእን ኣሽካዕላል ምጥቛስን ዉፅኢቱን!”

‘ናብ ትግራይ ዝኣተዉን ተዓዛባይ መረፃ ትግራይ ዝነበሩን ‘ፕሮፌሰር ሼትል ትሮንቮል’ መን’ዮም?’ ኣብ ትሕቲ ዝብል ኣርእስቲ ብመንገዲ መርበብ ሓበሬታና ዝዘርጋሕናዮ ፅሑፍ ብዘይ ምኽንያት ኣይነበረን፡፡ ዓለም ንፕሮፌሰር…

“ኣፈፀምቲ ጣብያታት መረፃምሉእ ለይቲ ድምጺ ክቖፅሩ ሓዲሮም፡፡” – ኮምሽን መረፃ ትግራይ፡፡

ኣብ መረፃ ትግራይ ምሃብ ድምፂ ምስተዛዘመ ኣፈፀምቲ ጣብያታት መረፃ ምሉእ ለይቲ ቆፀራ ድምፂ ከካይዱ ሓዲሮም። ኮይኑ ግና ትማሊ ኣብ ጣብያ መረፃ ኣበርገለ መምረፂ ካርዲ ስለዝጎደለ…

“እንኳዕ ደስ በለኩም ደስ በለና !! ልዑል ክብሪ ንሙሉእ ህዝቢ ትግራይ!”-ዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል፡፡

ሰላም ኣብ ውሽጢ ዓድን ወፃእን ንእትነብር ጅግና ህዝብና ብሓፈሻ፣ መናእሰይ ትግራይ ድማ ብፍላይ፣ ከመይ ትኾኑ? ኣቐድመ ታሪኻዊ መረፃና ብዘይምንም ፀገም ብዓወት ብምዝዛሙ ዝተሰመዐኒ ሓበንን ኲርዓትን…

“ሱዳን ምስ እስራኤል ዝምድና ክትምስርት’ያ” ዝበሉ ኣቐባሊ ቃል ሚኒስትሪ ጉዳያት ወፃኢ ሱዳን ካብ ስልጣኖም ተሰጕጎም፡፡

“ሱዳን ኣብዚ ቀረባ ግዜ ምስ እስራኤል ዝምድና ክትምስርት’ያ” ዝበሉ ኣቐባሊ ቃል ሚኒስትሪ ጉዳያት ወፃኢ እታ ሃገር ዝነበሩ ኣምባሳደር ሓይደር ባዳዊ ሳድቅ ካብ መዝነቶም ከምዝተሰጎጉ ሚኒስትሪ…