መንግስቲ ሑቡራት ኣመሪካን ትካል ባንኪ ዓለምን ንዉድብ ብልፅግና ካብ ሞንጎ ዝሃብዎ ቁልፊ መደባት ሓደ ዝኾነ ቁልጡፍ መስርሕ ምስግጋር መሸጣ ቴሌኮም ኣብ ወርሒ ለካቲት 2013 ዓ.ም. ኣብ ግብሪ ንምዉዓል ይጓየ ከምዘሎ ተሓቢሩ፡፡

ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ ልዕሊ ዓንዲ ምንጪ ቁጠባ ሃገር ምዃኑ ቁልፊ መስርሕ ስቱር ሃገራዊ ድሕነት ኮይኑ ብምግልጋል ንሃገራ ድሕነት ኣዉሒሱ ምፅንሑ ርእሲ ሕማም ዝኾኖም ሓይልታት ደገ…

ዉድብ ብልፅግናን ድራማ ክታራኑን ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ !

(ኤፍኤምመቐለ  02/13/2012)ተወካሊ ክራይስስ ግሩፕን ካልኦት ኣጋይሽን ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ንብረቶም ተመንጢሎም መፃኢ ረቡዕ 4 ጳጉሜን 2012 ዓ.ም. ንዝካየድ መረፃ ትግራይ ንምፅብፃብን ንምዕዛብን ንትግራይ ይጓዓዙ…

“4 ጳጉሜን 2012 ዓ/ም ኣብ ልዕሊ ዝግበር ክልላዊ መረፃ ንምትዕንቓፍ ዝሃቀነ ዝኾነ ይኹን ሓይሊ ወይልኡ!”-ቢሮ ፀጥታን ምምሕዳርን ክልል ትግራይ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  02/13/2012)4 ጳጉሜን 2012 ዓ/ም ኣብ ልዕሊ ዝግበር ክልላዊ መረፃ ንምትዕንቓፍ ዝሃቀነ ዝኾነ ይኹን ሓይሊ ወይልኡ ክብሉ ሓላፊ ቢሮ ፀጥታን ምምሕዳርን ክልል ትግራይ ኣይተ ተኪኡ…

“መራሒ መሰጋገሪ መንግስቲ ሱዳን ጀነራል ኣል ቡርሃን ኣስመራ ኣትዮም፡፡”-ቢቢሲ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  02/13/2012)ፕረዚደንት ልኡላዊ ቤት ምኽሪ ሱዳን ጀነራል ዓብዱል-ፋታሕ ኣል-ቡርሃን ምስ ፕረዚደንት ኤርትራ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ንምዝርራብ ሎሚ ኣስመራ ከምዝኣተዉ  ቢቢሲ ፀብፂቡ፡፡ ክልቲኦም መራሕቲ ኣብ ክልትኣውን ካልኦት…

“ኮነሬል ኣብይ ኣሕመድ – ንዓለማዉያን ሰብ ሞያ ጋዜጠኛታት ምኽታርስ መድሓኒኦም ዶ መጥፊኢኦም?”

(ኤፍኤምመቐለ  02/13/2012)ብምኽንያት 6ይ ዙር መረፃ ክልል ትግራይ ማዕከናት ዜና ዓለምን ማሕበረሰብ ዓለምን ሃምኦም ኣብ ልዕሊ ህዝቢን መንግስትን ትግራይ ምግባሮም ስዒቡ ኣብ ሑሱም ቁጥዐን ፍርሕን ተሸሚሞም…

“4 ጳጉሜን 2012 ዓ/ም ኣብ ዝግበር መረፃ ሃንደበታዊ ሕማም ምስ ዘጋጥም ኣለኹ ባዕለይ!” – ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  02/13/2012)4 ጳጉሜን 2012 ዓ/ም ኣብ ዝግበር መረፃ ሃንደበታዊ ሕማም ከየጋጥም ኣብ ነፍስ ወከፍ ናቑጣ መረፃ ቀዳማይ ረድኤት ሕክምናዊ ሓገዝ ዝህቡ ሰብ ሞያ ሕክምና ከምዝመደበ…

ዉድብ ብልፅግናን ድራማ ክታራኑን ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ !

ተወካሊ ክራይስስ ግሩፕን ካልኦት ኣጋይሽን ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ንብረቶም ተመንጢሎም መፃኢ ረቡዕ 4 ጳጉሜን 2012 ዓ.ም. ንዝካየድ መረፃ ትግራይ ንምፅብፃብን ንምዕዛብን ንትግራይ ይጓዓዙ ካብ…

መንግስቲ ዚምባብዌ ኣብ እዋን ዘበነ ስልጣን ፕረዚዳንት ሙጋቤ መሬቶም ንዝተሓደጉ ፀዓዱ ክመልሰሎም ወሲኑ፡፡

መንግሰቲ ዚምባብዌ ቅድሚ 20 ዓመታት ካብ 2000 ክሳብ 2001 ኣብ ዝነበረ ግዜ ኣሽሓት ጸዓዱ ሓረስቶት፡ መንግስቲ እታ ሃገር ነቲ ዝውንንዎ ዝነበሩ መሬት ብፕረዝዳንት ሮበርት ሙጋቤ…

ሃገራት እስራኤልን ኢማራት ዓረብን ንዞባ ቀርኒ ኣፍሪካን ወሽመጥ ኤደንን ዝስልል መዓስከር ስለያ ክሃንፃ ተሰማሚዐን፡፡

ብሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ዝተማእከለ ዝምድና እስራኤልን ኢማራት ዓረብን ንምምሕያሽ ክካየድ ዝፀንሐ ክልትኣዊ ዘተ ፣ እስራኤል ምስፋሕ መሬት ናብ ምዕራባዊ ከበሳታት ደው ከተብልን ኣብ የመን  መዓስከር…

ኮምሽን መረፃ ትግራይ ኩሎም ኣብ 6ይ ዙር መረፃ ክልል ትግራይ ንዝሳተፉ ኩሎም ዉድባት ፖለቲካ ኣገዳሲ ሓበሬታ ኣመሓላሊፉ፡፡ ሙሉእ ትሕዝቶ እቲ ኣገዳሲ ሓበሬታ ከምዘለዎ ከነቕርቦ፡፡

ኣገዳሲ ሓበሬታ! ንዝምልከተኩም ተወዳደርቲ ፓርቲታት ፖለቲካ ክተስተባህልዎ ዝግባእ ሓበሬታ! ክፍሊ ክልተ ጐስጓስ መረፃ ከይካየደሎም ዝተኸልከሉ ቦታታት ዓንቀፅ 5. ዝተኸልከሉ ቦታታት ኣብዞም ዝስዕቡ ቦታታት ጐስጓስ ምረፁኒ…

መንግስቲ አሜሪካ ንኢትዮጵያ እትገብሮ ዝነበረት ሓገዝ ገንዘብ ንገለ ክፋሉ ደዉ ከምዘበለት ኣፍሊጣ፡፡

መንግስቲ አሜሪካ ንኢትዮጵያ እትገብሮ ዝነበረት ሓገዝ ገንዘብ ንገለ ክፋሉ ደዉ ከምዘበለት ኣፍሊጣ ዘላ ብሱቱር ምስ ቀዳማይ ሚኒስት ዶ/ር ኣብይ ኣሕመድ ተራኺቦም ምግሳፆም ስዒቡ ሚኒስተር ሚኒስትሪ…

ኣብ ምብራቓዊ ሃገረ ሱዳን ከሰላ ኣብ ዝተወለዐ ሓድሽ ግጭት ብውሕዱ ሓደ ሰብ ተቀቲሉ ኣስታት 20 ድማ ከምዝቖሰሉ ተሓቢሩ፡፡

እቲ ዝተወልዐ ጎንፂ ኣብ ሞንጎ ደገፍቲ ናይቲ ካብ ቀቢላ ቢን ዓምር ኣማሓዳሪ ከተማ ከሰላ ኮይኑ ዝተመዘዘ ሳልሕ ዓማርን ተቓወምቱ ሃደንደዋን ከምዝኾነን መንግስቲ ሱዳን ንቲ ዝተወልዐ…

“ኣብ ውሽጢ ሓሙሽተ መዓልቲ 2 ነጥቢ 6 ሚልዮን ንመረፃ ዝተመዝገበ ህዝቢ ካርዲ መረፃ ሒዙ፡፡”- ኮምሽን መረፃ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ፡፡

ማዕከናት ዜና ዓለም ን6ይ ክልላዊ መረፃ ትግራይ ብናፅነት ንቲ ከይዲ መረፃ ንትዕዝብተን ክፅብፅባ እቲ መድረኽ ክፉት’ዩ ክብል ኮምሽን መረፃ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ኣፍሊጡ፡፡ 6ይ…