“2 ሽሕ ቤተ እስራእላዉያን (ፈላሻ) ካብ ኢትዮጵያ ናብ እስራኤል ንምግዓዝ ዉጥን ተታሒዙ’ሎ፡፡”- መንግስቲ እስራኤል፡፡

መንግስቲ እስራኤል ክሳብ ዝመፅእ ዘሎ ሓድሽ ዝመፅእ ዘሎ ሓድሽ ዓመት ኣዉሮፓዉያን ኣስታት 2 ሽሕ ቤተ እስራእላዉያን (ፈላሻ) ካብ ኢትዮጵያ ናብ ሃገሩ ንምግዓዝ 51 ሚልዮን ዶላር መዲቡ ከምዘሎ ኣፍሊጡ፡፡The Times of Israel ዝተብሃለ ማዕከን ዜና ሃገረ እስራኤል ከምዝሓበሮ በቲ ዝተሰልዐ መንግስታዊ በጀት ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባን ከተማ ጎንደርን ኣብ ጊዝያዊ መዕቖቢ ዝርከቡ ቤተ እስራእላዉያን (ፈላሻ) ናብ ሃገረ እስራኤል ንምግዓዝ ይፅበዩ ከምዘለዉ ኣፍሊጡ’ሎ፡፡


0
0 0 vote
Article Rating
Subscribe
Notify of
guest
0 Comments
Inline Feedbacks
View all comments