ዉድብ ብልፅግና ንፕረዚዳንታት ዩኒቨርሲቲ መቐለን ኣኽሱምን ካብ መዝነቶም ኣልይዎም፡፡

ካብ ግንቦት 2005 ዓ.ም. ጀሚሮም ፕረዚደንት ዩኒቨርሲቲ መቐለ ኮይኖም ዘገልግሉ ዝነበሩ ፕሮፌሰር ክንደያ ገብረሂወት ካብ ፅባሕ 5 መስከረም ካብ ስልጣኖም ከምዝተኣለዩ ሚኒስትሪ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኢትዮጵያ ዶ/ር ሳሙኤል ኡርታቶ ካብ ዝፀሓፍዎ መሰናበቲ ደብዳቤ ንምፍላጥ ተኻኢሉ’ሎ፡፡ብተመሳሳሊ ፕረዚደንት ዩኒቨርሲቲ ኣኽሱም ኮይኖም ክሰርሑ ዝፀንሑ ዶ/ር ኪሮስ ጉዑሽ ካብ ሎሚ ጀሚሮም ከምዝተልዓሉን ብዶ/ር ገ/የሱስ ብርሃነ ከምዝተተክኡን ንምፍላጥ ተኻኢሉ’ሎ፡፡


0
0 0 vote
Article Rating
Subscribe
Notify of
guest
0 Comments
Inline Feedbacks
View all comments