“መራሒ መሰጋገሪ መንግስቲ ሱዳን ጀነራል ኣል ቡርሃን ኣስመራ ኣትዮም፡፡”-ቢቢሲ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  02/13/2012)ፕረዚደንት ልኡላዊ ቤት ምኽሪ ሱዳን ጀነራል ዓብዱል-ፋታሕ ኣል-ቡርሃን ምስ ፕረዚደንት ኤርትራ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ንምዝርራብ ሎሚ ኣስመራ ከምዝኣተዉ  ቢቢሲ ፀብፂቡ፡፡

ክልቲኦም መራሕቲ ኣብ ክልትኣውን ካልኦት ጉዳያትን ክዘራረቡ ምዃኖም ሚኒስተሪ ዜና ኤርትራ ብምጥቃስ ዝፀብፀበ ቢቢሲ ይኹን እምበር እቲ ክልትኣዊ ዘተ ኣብ ምንታይ ዘተኮረ ምዃኑ ብንፁር ከምዘይተፈልጠ ሓቢሩ።


0
0 0 vote
Article Rating
Subscribe
Notify of
guest
0 Comments
Inline Feedbacks
View all comments