ኣብ ወረዳ ሓውዜን ግድብ ፍረ -ለካቲት ጣብያ ሓፀት ብልዕሊ 130 ሚልዮን ብር ወፃኢ ዝተሃነፀን 400 ሄክታር ናይ ምልማዕ ዓቕሚ ዘለዎን ግድብ ኣብ ከቢድ ሓደጋ ምፍራስ ከምዝርከብ ሓረስቶት እታ ጣብያ ገሊፆም።
ኣብ ሃገረ ፈረንሳይ ፓሪስ ኣብ ዝሰላሰል ኦሎምፒክ ወርቂ መዳልያ ንዝዕወቱ ስፖርተኛታት ዝወሃብ መጠን ሽልማት ገንዘብ ክብ ከምዝብል ፌደሬሽን ኣትሌቲክስ ዓለም ኣፍሊጡ።