“6,600 ብምሒር ጥሜትን ዓፀቦን ኣብ ድርኩኺት ሞት ኮይኖም ይሰሓጉ ንዝነበሩ ኤርትራዉያን ህፃናት ሓገዝ ሃናፂ ምግቢ ገይረ፡፡” ጉዳይ ህፃናት ዉድብ ሕቡራት ሃገራት (UNICEF)

ካብ ሞንጎ’ቶም ልዕሊ 27,000 ሽሕ ህፃናት ኤርትራዉያን እቶም 6,600 ብምሒር ጥሜትን ዓፀቦን ኣብ ድርኩኺት ሞት ኮይኖም ይሰሓጉ ንዝነበሩ ኤርትራዉያን ህፃናት ሓገዝ ሃናፂ ምግቢ ገይረ፡፡ ጉዳይ…

ኮነሬል ኣብይ ኣሕመድ ፖለቲካዊ ዕቑባ ደገ’ምበር ዘዕቑቦ ህዝብን ዓድን የቡሉን፡፡

መሪሕነት ህወሓትን ህወሓትን ኣብ ሑቕፊ ህዝቢ ብምዃን ንዘላቒ ረብሓ ዝቃለሱ’ዮም፡፡ ብኮነሬል ኣብይ ኣሕመድ ዝምራሕ ብሓይልታት ትምክሕቲ ዝተላዕጠጠ ጉጅለ ብልፅግና ግን “መሪሕነት ህወሓትን ህወሓትን ናብ ትግራይ…

ናብ መረበቶም ዝተመለሱ ተመዛበልቲ መንነቶም ብዘይተፈልጡ ዑጡቓት ዳግም ግዳይ ጨፍጫፍ ኮይኖም፡፡

ድሕሪ’ቲ ከበድ ጨፍጫፍ ህዝቢ ዞባ መተከል “ድሕሪ ሐዚ ከምዚ ዓይነት ፀገም ኣይፍጠርን ሓላፍነት ክንወስድ ኢና” ተባሂሎም ናብ መረበቶም ዝተመለሱ ተመዛበልቲ መንነቶም ብዘይተፈልጡ ዑጡቓት ዳግም ግዳይ…

ህዝቢ ወላይታ ኣብ ልዕሊ ብኮነሬል ኣብይ ኣሕመድ ዝምራሕ ዉድብ ብልፅግና ተቓዉምኡ ከስምዕ ዉዒሉ፡፡

ኣብ ድሮ ኩቡር ብዓል ህዝቢ ወላይታ ‘ጊፋታ’ ሎሚ ብርክት ዝበሉ ንሕቶ ክልል ህዝቢ ወላይታ ኣለዓዒልኩም ኢኹም ዝተብሃሉ ላዕለዎት ሙሁራት ብሄረ ወላይታ ዉድብ ብልፅግና ንመንግስቲ ኢትዮጵያ…

“ደጊም ንህዝቢ እናንፀርፀርካ ኣብ ስልጣን ምፅናሕ ክሕሰብ ጥራሕ እንተይኮነ ክሕለም እውን ከምዘይብሉ ኩሉ ክፈልጥ ኣለዎ!!”

ዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል ሐዚ ድሕሪ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኮይኖም ምስተሾሙ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፡፡ ሙሉእ ትሕዝቶ መልእኽቶም ከምዘለዎ እንሆ፡፡”ደጊም ንህዝቢ እናንፀርፀርካ ኣብ ስልጣን ምፅናሕ ክሕሰብ ጥራሕ…

“‘ኣገልግሎት ዜና ኢትዮጵያ’ ንዝዘርግሖ ዙንቡዕ ዜና ይኣርም፡፡”-ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትገራይ፡፡

ማዕከን ዜና ብልፅግና ‘ኣገልግሎት ዜና ኢትዮጵያ’ ኣብ ትግራይ ድሕሪ 6 ኣዋርሕ ቋንቋ ግእዝ ትምህርቲ ክጅምር’ዩ ክብል ዘመሓላለፎ ዜና ካብ ሓቂ ዝረሓቐን ዙንቡዕ ዜናን ከምዝኾነ ቢሮ…

“ብድምፂ ህዝቢ ዝሰዓር እንተኾይነ መንበረ ስልጣነይ ብሰለማዊ መንገዲ ንምርካብ ድልዉ ኣይኮንኩን፡፡”- ፕረዚዳንት ዶናልድ ትራምፕ፡፡

ኣብ ዝመፅእ ዘሎ ወርሒ ሕዳር ኣብ ዝግበር ሃገራዊ መረፃ ሑቡራት ኣመሪካ ብድምፂ ህዝቢ ዝሰዓር እንተኾይነ መንበረ ስልጣነይ ብሰለማዊ መንገዲ ንምርካብ ድልዉ ኣይኮንኩን ክብሉ ፕረዚዳንት ሑቡራት…

“ንኤርትራ ክህቦ ሓሰበዮ ዝነበርኩ ልዕሊ 50 ሚልዮን ዩሮ ገዲፈዮ’ለኹ፡፡”- ሕብረት ኣውሮፓ፡፡

ሕብረት ኣውሮፓ ንኤርትራ ክህቦ ሓሰብዎ ዝነበረ ልዕሊ 50 ሚልዮን ዩሮ ገዲፈዮ’ለኹ ክብል ኣፍሊጡ ዘሎ ኣብ ሃገረ ሆላንድ ዝመደበሩ ትካል ሰብኣዊ መሰላት ንኤርትራውያን ኣንፃር ሕብረት ኣውሮፓ…

“ኣብ ትግራይ ዝተኻየደ 6ይ ዙር መረፃ ክልል ትግራይ ኽድገም’ዩ፡፡”-አፈ ጉባዔ ታገሰ ጫፎ፡፡

ኣብ ክልል ትግራይ መረፃ ኣይካየድን፡፡ ንምክያድ ፈተነታት እንተተገይሩ ግን ዋእ…………ኢሎም ካሳብ ዝዓፍሩ ኸዕገርግሩ ዝኸረሙ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ብልፅግና ታገሰ ጫፎ ሎሚ ድማ “ኣብ ትግራይ ዝተኻየደ…

“ኣይተ ልደቱ ኣያሌዉ ብ100 ሽሕ ብር ዋሕስ ኽፍትሑ ኣዚዘ’ለኹ፡፡”-ቤት ፍርዲ ዞባ ምብራቕ ሽዋ ፡፡

“ንዓና ዝእዝዘና ቤት ፍርዲ ዘይኮነስ ካልእ’ዩ፡፡”- ፖሊስ ዞባ ምብራቕ ሽዋ፡፡ፖለቲከኛ ኣይተ ልደቱ ኣያሌዉ ብ100 ሽሕ ብር ዋሕስ ኽፍትሑ ቤት ፍርዲ ዞባ ምብራቕ ሽዋ ዋላ’ኳ እንተወሰነ…

“ኣብ ኢትዮጵያ ሰማይ ዓሪጉ ዘሎ ቁጠባዊ ቅልዉላዉ ጠንቁ መንግስቲ ኢትዮጵያ’ዩ፡፡”

“መንግስቲ ኢትዮጵያ ንጉድለት ሒሳቡ ሓደሽቲ ብር ብምሕታም ንምዉታፍ ብዘሰጎሞ ዘይቁኑዕ መስርሕ ቁጠባ ኢትዮጵያ ኽናጋዕ ገይርዋ’ዩ፡፡””መንግስቲ ንዜጋታቱ ገንዘብ ቀይሩ ኢሉ ኸገድዶ ይኽእል’ዩ፡፡ ኣብ ገንዘቡ ገደብ ከንብር…

ፕረዚዳንት ዓብደልፈታሕ ኣልሲሲ ካብ መንበረ ስልጣኖም ክእለዩ ዝሓትት ንርእሰ ከተማ እታ ሃገር ከተማ ካይሮ ሓዊሱ ኣብ 5 ዝተፈላለያ ከተማ እታ ሃገር ቡርቱዕ ሰልፊ ተቓዉሞ ተወሊዑ፡፡

እቶም ንፕረዚዳንት ዓብደል ፈታሕ ኣልሲሲ ካብ መንበረ ስልጣኖም ንኽእለዩ ዝሓተቱ ሰልፍታት ተቓዉሞ ግብፃዉያን ኣብ ከተማታት ግብፂስዊዝ ፤ካፈር ኤል ዳዋር ፣ ናይል ዴልታ ፣ ካይሮ ፣…