ሃገራት እስራኤልን ኢማራት ዓረብን ንዞባ ቀርኒ ኣፍሪካን ወሽመጥ ኤደንን ዝስልል መዓስከር ስለያ ክሃንፃ ተሰማሚዐን፡፡

ብሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ዝተማእከለ ዝምድና እስራኤልን ኢማራት ዓረብን ንምምሕያሽ ክካየድ ዝፀንሐ ክልትኣዊ ዘተ ፣ እስራኤል ምስፋሕ መሬት ናብ ምዕራባዊ ከበሳታት ደው ከተብልን ኣብ የመን  መዓስከር…

ኮምሽን መረፃ ትግራይ ኩሎም ኣብ 6ይ ዙር መረፃ ክልል ትግራይ ንዝሳተፉ ኩሎም ዉድባት ፖለቲካ ኣገዳሲ ሓበሬታ ኣመሓላሊፉ፡፡ ሙሉእ ትሕዝቶ እቲ ኣገዳሲ ሓበሬታ ከምዘለዎ ከነቕርቦ፡፡

ኣገዳሲ ሓበሬታ! ንዝምልከተኩም ተወዳደርቲ ፓርቲታት ፖለቲካ ክተስተባህልዎ ዝግባእ ሓበሬታ! ክፍሊ ክልተ ጐስጓስ መረፃ ከይካየደሎም ዝተኸልከሉ ቦታታት ዓንቀፅ 5. ዝተኸልከሉ ቦታታት ኣብዞም ዝስዕቡ ቦታታት ጐስጓስ ምረፁኒ…

መንግስቲ አሜሪካ ንኢትዮጵያ እትገብሮ ዝነበረት ሓገዝ ገንዘብ ንገለ ክፋሉ ደዉ ከምዘበለት ኣፍሊጣ፡፡

መንግስቲ አሜሪካ ንኢትዮጵያ እትገብሮ ዝነበረት ሓገዝ ገንዘብ ንገለ ክፋሉ ደዉ ከምዘበለት ኣፍሊጣ ዘላ ብሱቱር ምስ ቀዳማይ ሚኒስት ዶ/ር ኣብይ ኣሕመድ ተራኺቦም ምግሳፆም ስዒቡ ሚኒስተር ሚኒስትሪ…

ኣብ ምብራቓዊ ሃገረ ሱዳን ከሰላ ኣብ ዝተወለዐ ሓድሽ ግጭት ብውሕዱ ሓደ ሰብ ተቀቲሉ ኣስታት 20 ድማ ከምዝቖሰሉ ተሓቢሩ፡፡

እቲ ዝተወልዐ ጎንፂ ኣብ ሞንጎ ደገፍቲ ናይቲ ካብ ቀቢላ ቢን ዓምር ኣማሓዳሪ ከተማ ከሰላ ኮይኑ ዝተመዘዘ ሳልሕ ዓማርን ተቓወምቱ ሃደንደዋን ከምዝኾነን መንግስቲ ሱዳን ንቲ ዝተወልዐ…

“ኣብ ውሽጢ ሓሙሽተ መዓልቲ 2 ነጥቢ 6 ሚልዮን ንመረፃ ዝተመዝገበ ህዝቢ ካርዲ መረፃ ሒዙ፡፡”- ኮምሽን መረፃ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ፡፡

ማዕከናት ዜና ዓለም ን6ይ ክልላዊ መረፃ ትግራይ ብናፅነት ንቲ ከይዲ መረፃ ንትዕዝብተን ክፅብፅባ እቲ መድረኽ ክፉት’ዩ ክብል ኮምሽን መረፃ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ኣፍሊጡ፡፡ 6ይ…

“ ኣብ መንጎ ተነሓናሕቲ ውድባት ፖለቲካ ትግራይ ዝተገበረ ፈላማይ ዕላዊ መድረኽ ክትዕ ብዓወት ተዛዚሙ፡፡” ኮሚሽን መረፃ ትግራይ፡፡

ኣብ መኽፈቲ እቲ ሎሚ መዓልቲ ዝተኻየደ መድረኽ ክትዕ ተረኺቦም መኽፈቲ ዘረባ ዘስምዑ ኮምሽነር ኮምሽን መረፃ ትግራይ መምህር ሙሉወርቅ ኪዳነማርያም እቲ መድረኽ ናይቲ ክካየድ ዝቀነየ ጎስጓስ…

“ሱዳን ምስ እስራኤል ዝምድና ክትምስርት’ያ” ዝበሉ ኣቐባሊ ቃል ሚኒስትሪ ጉዳያት ወፃኢ ሱዳን ካብ ስልጣኖም ተሰጕጎም፡፡

“ሱዳን ኣብዚ ቀረባ ግዜ ምስ እስራኤል ዝምድና ክትምስርት’ያ” ዝበሉ ኣቐባሊ ቃል ሚኒስትሪ ጉዳያት ወፃኢ እታ ሃገር ዝነበሩ ኣምባሳደር ሓይደር ባዳዊ ሳድቅ ካብ መዝነቶም ከምዝተሰጎጉ ሚኒስትሪ…

ኣብ ኤርትራ ብሰንኪ ዘሎን ዘይዛረየን ቀፃሊ ዋሕዚ ስደት ስዒቡ ኣጋጢሙ ንዘሎ ከቢድ ዋሕዲ ሰብ ሞያ መማህራን ኣብ ሳዋ ክስልጥኑ ብዝፀንሑ ልዕሊ ሓደ ሽሕ ኣባላት ሃገራዊ ኣገልግሎት ንምትካእ መንግስቲ እታ ሃገር ወሲኑ።

እቶም ዝበዝሑ ኣብ ናይ መባእታን ማእከላይን ኣብያተ ትምህርቲ ዝምደቡ ኣባላት ሃገራዊ ኣገልግሎት፣ ከምቶም ቅድሚኦም ዝነበሩ ሓያሎ ዙርያታት፣ ብዘይብቁዕ ሞያዊ ስልጠናን እኹል መተባብዒን ናብ ምምህርና ክዋፈሩ…

“ሱዳን ምስ እስራኤል ዝምድና ክትምስርት’ያ” ዝበሉ ኣቐባሊ ቃል ሚኒስትሪ ጉዳያት ወፃኢ ሱዳን ካብ ስልጣኖም ተሰጕጎም፡፡

“ሱዳን ኣብዚ ቀረባ ግዜ ምስ እስራኤል ዝምድና ክትምስርት’ያ” ዝበሉ ኣቐባሊ ቃል ሚኒስትሪ ጉዳያት ወፃኢ እታ ሃገር ዝነበሩ ኣምባሳደር ሓይደር ባዳዊ ሳድቅ ካብ መዝነቶም ከምዝተሰጎጉ ሚኒስትሪ…